የትግራይ መንገድ ስራዎች ኢንተርፕይዝ

1 ተጫረቲ አግባብነት ዘለዎ ዘተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ ቫት ምስክር ወረቐት ናይ ቲን ምዝገባ

መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽእሉ

2 ብር 5000.00 ጨረታ መኽበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ(CPO) ወይ ኣብ ትግራይ ክልል ጥራሕ ዝርከቡ ባንክታት ኣንኮንድሽናል ባንኪ ጋራንቲ ( Unconditional  Bank Guarantee)  ከቕረቡ ዝኽእሉ

3 ተጫረቲ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብር 25.00 ብምክፋል ካብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ዕዳጋን ምምሕዳርን ንብረት ክፍሊ ምዉሳድ ይኽእሉ

4 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኹሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ወይ ድማ ብፓሳቑ 14 ምልኣ ይኽእሉ

5 እቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኾነ ተወዳደሪ ምስዓሩ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዘለዉ 5 መዓልቲ ዉሽጢ ንዉዕሊ መኽበሪ ናይ ዝሰዓሮ 1% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ(CPO)  ወይ ኣብ ትግራይ ክልል ጥራሕ ዝርከቡ ባንክታት ኣንኮንድሽናል ባንኪ ጋራንቲ  ( Unconditional  Bank Guarantee)   ብምትሓዝ ብኣካል ብምቕራበ ዉዕሊ ክአስር አለዎ

6 እቲ ጨረታ ጰጉሜ 6/2007 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ይኽፈት

7 እቲ ጨረታ አብ ዝኽፈተሉ ጊዜ ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪል ተዝርከቡ ይምረፅ

8 እቲ ኢንተርፕራያዝ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

                                     ንዝበለፀ ሓበሬታ

ብስልኪ ቁፅሪ 0344 416727 0914708379 0914743961 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል