የትግራይ ተራድኦ ማህበር

                    ናይ ጨረታ ምልክታ  

 

ማሕበራዊረዲኤትትግራይ/ማረት/  ንዝተፈላለዩ ግጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌትሪክ ዝጥቅለል (Startor Rewinding) ጨረታ ስራሕቲ አወዳዲሩ ትሰርሕ ትድሊ  :: ስለዚክጫረቱ  ዝደሊዩ ተጫረቲ በዚቀፂሉ ተዘርዚሩብዘሎመሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉምኻኖምንሕብር::

 

1 ናይ 2007 ዓ/ምዝተሐደሰንግዲፍቃድዘለዎምተጫራቲካብቢሮቁፅሪ 613 / 30.00 / ቅረሺከፊሎምናይጨረታዶክመንትክወስዱይክእሉ::

2 ተጫረቲቫትዝተመዝገብሉናይቫትሴርቲፍኬትንናይወርሓዊዲክለር ናይታክሲከፋልነት ቲን ዝተመዝገበኩምምካንኩምመረጋገፂክተቅርቡይግባዕፎቶኮፒንኦርጅናልንከቅርቡአለዎም::

3 ተጫረቲካብዘቅረብዎጠቅላላዋጋ 2% /ክልተካብሚኢቲ/ ናይጨረታ ውሕስና መከበሪ ቢድቦንድ ሕጋዊነቱ ብዝተረጋገጸስፒኦጥራሕከትሕዙአለዎም::ጥረገነዘብምትሓዝአይፍቀድን::

4 ተጫረቲዝጫረትሉሰነድብዝተአሸገፖስታእዚጨረታምልክታካብዝወፅሉዕለትጀሚሩክሳብ 20/12/2007 ዓ/ምሰዓትሓሙሸት /5:00 / ናብማረትቤትፅሕፈትኩሉጊዜ አብስራሕ ሰዓት እናመፁሰነድጨረታኦምኸቅርቡይክእሉ::

5  ጨረታዝክፈተሉዕለት 20/12/2007 ዓ/ምሰዓት 9:00 አብማረትቤት ፅሕፈት ተጫረቲወይ ከዓሕጋዊወኪሎምአብዝርከብሉእዩ::

6 ሕድሕድገፅማሕተምዕለትክሕልዎ አለዎከምኡድማናይጨረታሰነድዝተማልዕዎ ዋጋስርዝ ድልዝዘለዎእንተኮይኑተቀባልነትየብሉን::

7  ኣብቲ ጨረታ ዝተጠቀሰ ሞዴል(Specification) ምስራዝአይካአልን:

8 አቲድርጅትዝሓሸአማረፂእንተረኪቡነቲጨረታ ብሙሉእኮነ ብክፋልናይምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዩ::