ምልከታጨረታ
ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳሓዉዜንዝተፈላለዩንብረታት ፕሪንተራት: ከምፒተራት: በርሚል ጠብጠብታ :ታይፕራይተረት: ዓብይቲ ሚዛን :ዝተፈላለዩ ሓፂን መፂንን መትከኪ ናይ ንህቢ :ዓይነር ግቢና ይንህቢ ናይ መኪናጎማ ሞተርሳይክልን ቆረቆሮታትን ካልኦትንብግልፂ ጨረታኣወዳዲረና ክንሸይጥንደሊ
ተጫራቲከማልእዎምዝግባእረቆሒታት
1 ናይቲመወዳደሪሰነድጨረታዝኮነንግዲፍቃድይሃልዎብዘይገድስክወዳደርዝክእልምኮኑ::
2 ሰነድመግዝኢጨረታዘይምለስ 30 /ሳላስብር/ከፊሎምካብዕለት 1/ 10 /2007 ዓ/ም ክሳብ 16/ 10 /2007 ዓ/ም ካብወረዳሓዉዜንቤትፅትትልምንፋይናንስን ከ/ሰ/ዕ /ፍ/ንብረትምምሕዳር ብምዉሳድ ዋጋመሊኢኩምብፖስታ ዝተዓሸገ ናብጨረታሰደቃ ከአቱዝክእል::
3 ጨረታመክበሪብጥረገንዝብ 3000 /ሰለስተሽሕቅርሺ/ወይድማብባንኪዝተመስከረሉ ስፒኦ ቅድሚጨረታምክፋቱከትሕዝዝክእሉ::
4 ቤትፅሕፈትና ብሙሉእ ይኩንብክፋልናይ ምስራዝ መሰልናዝተሐለወእዩ::
5 እቲጨረታኮነኢሉዘዛበዐወይከጭበርብርዝሞከረካብቲጨረታክወፅእተገይሩዘተሐዞ ጨረታመክበሪ ተወሪሱበቲናይዕዳጋመምርሕንድንጋገንብሕጊታሓታቲይከዉን::
6 ሕጋዊዝተሐደሰናይመንነትካርዲ/መታወቅያ/ፎቶኮፒገይሩከታሓሕዝዝክእል::
7 ድሕሪጨረታምክፋቱዝኮነይኩንመማሐየሺኣብጨረታሰነድዘይፍቀድምካኑ::
8 ተጫራታይዝሳዓራይምኮኑካብዝፈለጠሉዕለትጀሚሩኣብዉሽጢ 10ተመዓልቲእቲ ንብረት ሙሉእክፍሊትከፊሉከልዕልዝክእልእንተዘይኣሊዒሎምድማዘትሓዝዎናይጨረታመክበሪናብመንግስቲ ካዝና አታዊይከዉን::
9 አብቲጨረታከይዲቅሬታእነተሃሊዎምጨረታሰዓራይካብዝተፈለጠሉዕለትጀሚሮምአብዉሽጢ 3ተመዓለቲቅሬትኡናብ ት/ፋይናንስንቤት ፅ/ት ከቅርብይከአል::
10 እዚጨረታዕለት 16 /10 /2007 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩሽዑንሽዑ 8:30 ኣብ ወረዳ ሓዉዜን ት /ፋይናንስን ከ/ሰ/ዕ/ፋ/ንብረትምምሕዳርበዓልዋናወይሕጋዊ ወኪል ኣብዘለወሉ ይክፈት ንተወሳኺሓበሬታብስልኪቁፅሪ 03 46 67 00 78 ወይ 0914099601 ምሕታትይካአል::
መተሓሳሳቢ
- በርሚል ጠብጠብታ: መዓር መፃረይ ማሽን: መትከኪ ናይ ንህቢ :ዓይና ርግቢ ናይ ንህቢ ማሕረሻ: ስርናይ አብሕረሻእታወታትመክዚንከይድካምርአይይካአል::