የትግራይ እርሻ ምርምር ኢንስቲትዮት

         ምልከታግልፂጨረታ

ኢንስቲትዩትምርምርሕርሻትግራይ ብናይ መደበኛ በጀት ናይ ኢንተርነኔት መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊ::በዚመሰረትካብዚንታሕቲዝተገለፁ ረቆሒታትብምምላእ ተዳሓሒዙ ዝቐረበዝርዝርመሰረትናይጨረታሰነድካብኢንስቲትዩትምርምርሕርሻትግራይቢሮቑፅሪ  09  ጨረታሰነድብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትኽእሉ ነፍልጥ

1 ብተዛማዲስራሕዝተሃደሰንግዲፈቓድዘለዎኮፒከቕርብዝኽእልንኣብናይመቕረባይዝተመዝገበን ግብሪምኽፋሉምስክርወረቐትኮፒከቕርብዝኽእል::

2  ናይጨረታመትሓዚንሕድሕድ ሎ ብር  5000  /ሓሙሽተሽሕ/ብ ኢንስቲትዩትምርምርሕርሻ ትግራይ ዝተሰርሐ CPOከትሕዙይግባእ:;

3  ተጫረቲናይተወሳኪእሴትታክስ (VAT) ተመዝገብቲን ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2007 ዓ/ም  ዲክለርዝገበርኩምመረዳእታፎቶኮፒኸቕርቡኣለዎም::

4  እቲጨረታብክልተኢንቨሎፕተዓሺጉኸቅርብዘለዎእንትኸዉንዋንኡኦርጀናልንምስኮፒሰነድ ናይቲትካልበዓልስልጣንፊርማንማሕተምንክህለዎይግባእናይንግዲፈቓድቲንዝተመዝገቡቃለመሓላናይኣቕራባይምዝገባምስክርወረቐት :  CPOወዘተዘድሊሰነድብኦርጀናልንዶክመንተክተሓሓዝአለዎ::

5   ሰነደእቲጨረታኣብ ኢንስቲትዩትምርምርሕርሻትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ዘይምለስ  30  /ሰላሳ ብር/ከፊሎምብምዉሳድኣብዝተዳለወሳፁንምእታዉይኽእሉከምኡዉንተጫረቲብዘቕርብዎናይመወዳደሪሓሳብሽሞምፊርማንኣድራሻንክገልፁአለዎም::

6 ተጫረቲኣብጨረታሰነድመብርሂወይምናይምምሕያሽሕቶእንተሃሊዎምቕድሚ ካብዝተወሰነ ግዜ ገደብ ብስልኪቑፅሪ   03 44 40 28 01  ክሓቱይኽእሉ::

7   ጨረታኣብአየርዝፀንሐሉካብዕለት  17 /09 /2007 ዓ/ም  እስካብ  03 /10 / 2007 ዓ/ም  ኾይኑዕለት    03/ 10 /2007 ዓ/ም ሰዓት4:00  ተዓፅዩኣብዚዕለትእዙይማለትእዉን 03/ 10 /2007 ዓ/ም  ሰዓት  4:30  ተጫረቲወይምሕጋዊወከልቶምኣብዝተረኽበሉኣብኢንስቲትዩትምርምርሕርሻ ትግራይቢሮቑፅሪ   09  ይኽፈትይኹንእምበርተጫረቲጨረታ ኣብዝኽፈተሉግዜእንተዝተረኪቦም እቲ ጨረታ ካብምኽፋትኣይትኣጎጉልን::

8  ሰዓሪ ትካል እቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 20 /ዕስራ/ መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ይገድድ::

9 ኢንስቲትዩትምርምርሕርሻትግራይዝሐሸኣማራፂእንተረኪቡእቲጨረታ ብምሉእይኹንብኽፋል ናይምስራዝመሰሉዝተሐለወኢዩ::