መቐለ ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ካብ መንግስቲ ዉሽጢ አታዊ ብዝተፈቐደሉ በጀት ን 2 ዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ናይ  ፅ/መሳርሒ :       ህ /መሳርሒ:  ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑትን: ኤሌክትሮኒክስ :ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት:  ፈርኒቸር / ቐዋሚ ናይ ቢሮ ኣቑሑት : ፀፀርን ናይ ፅሬት ኣቑሑትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: ስለዚ

1 ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘፈር ዘለዎ::

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ሰርቲፊኬት/TIN/ ክተቕርቡ ትኽእሉ::

3 ንተወሳኪ እሴት ታክሲ/ VAT ዝተመዝገብኩም ናይ ወርሒ ለካቲ/ 2007 ዓ/ም ድክላሬሽን ክትቅርቡ ትክእሉን::

4 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት/ ሰርቲፊኬት ዘለኹምን::

5 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክትኸፍሉ ትኽእሉ::

6 ነዚ ግለፂ ጨረታ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 30.00 ሰላሳ ብር ጥራሕ ብምኽፋል ካብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክን መቐለ ( መሰረት ካምፓስ ) ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ ንብረት ምም/ር ቢሮ ቑፅሪ 08 ካብ 17/07/ 2007 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ  ዕለት 07/08/2007 ዓ/ም ሰዓት 3:00  ብምዉሳድ አብ መወዳደሪ ደኹሜንትኹም  ኦርጀናልን  ኮፒን ብምባል ብሽም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣበ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ምአታዉ ትኽእሉ::

  •  ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪንሎት 1 ብር 15000.00

                                  ንሎት  2 ብር   3500.00

                                  ንሎት  3 ብር   3500.00

                                   ንሎት 4 ብር   5000.00

                                   ንሎት 5 ብር   3000.00

                                   ንሎት 6 ብር   15000.00

                                   ንሎት  7 ብር  500 .00

                                    ንሎት  8 ብር    3500. 00

7  ብ CPOብጥረ ገንዝብ /በባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ እትክእሉ::

8 እቲ ጨረታ ዕለት 07/08/2007 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ/ ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክን መቐለ መሰረተ-ካምፓስ  ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ ንብረት ምምርን  ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት ተወዳደርቲ ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምክፋቱ አይተአጎጎልን

9 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

10 ተጫረቲ አብ ዝኮነ እዋን ኦርጅናልን ዶክሜንትኹም ክተቕርቡ ትካልና ኣብ ዝሐቶ ግዜ እእእእተቕ እተቕ    

እተቕርቡ  ምካንኩም::

11 ተጫረቲ ዘእተዎ ናይ ጨረታ VAT ዝሃወሰ ክክዉን ይግባእ::

12 ተጫረቲ ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ብናይ ባዕልኩም መጎዓዝያ ናብ መቀለ ፖሊ ኮሌጅ ተርክቡ::

13 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቐፅሪ 0344404592  ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ ምካንኩም  ንሕብር::