ሓድነት ክፍለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

ምልክታ ግልፂ   ጨረታ  ቁፅሪ  ክልተ
ቤት  ፅሕፈት  ትልምን  ፈይናንስን ክፍለ ከተማ  ሓድነት  አብ 2007 ዓ/ም  በጀት  ዓመት  ንትካልና  ከገልግሉ  ዝክእሉ  ዝተፈላለዩ   ፅሕፈት መሳርሒ   :   ፅሬት ኣቁሑት     :  ናይ  ሕተመት  ስራሕቲ :   ናይ  ስፖርተ   ዕጥቂ   ካልኦትን   ብግልፂ   ጨረታ  አወዳዲሩ  ክዕድግ    ስለዝደሊ   ነዞም  ኣብ ታሕቲ  ዝተዘርዘሩ   መሰረት   ጌርኩም  ክትወዳደሩ   እትደልዩ   ብኣኽብሮት   ፃዉዒት  የቕርብ::
1  ቫት/VAT/    ተመዝጋቢ ኮይኑ  ወርሒ  ጥቅምቲ  2007  ዓ/ም  ናይ ቫት  ዲክለሬሽን   : ዝተሐደሰ  ንግዲ  ፍቃድ  2007  ዓ/ም:    መፍለይ   ቁፅሪ   ናይ  ግብሪ   /TIN/  ከፋላይ   ከምኡዉን  ናይ  2007 ዓ/ም  ዘተሐደሰ   ሰርተፍኬት   መቅረባየነት   ከቕርብ   ዝክእል::
2  ካብ  ትካልና  ደጋፊ  ከ ስ ዕ ፋ ን  ምምሕዳርን   ካልኣይ  ደብሪ  ቁፅሪ  31  ካብ  ዕለት   07 /04 /2007 ዓ/ም  ክሳብ   ዕለት  21/ 04/ 2007 ዓ/ም ኣብ ዘሎ  ናይ  ስራሕ  ሰዓት  ብምምፃእ   ሰነድ ጨረታ  ብ  ብር   20  (ዒስራ  ቅርሽ   ) ብምግዛእ  ክተወስዱ  ከምትክእሉ  ብምፈላጥ  ሳንዱቅ  ጨረታ   ዕለት  21/ 04/ 2007 ዓ/ም  ልክዕ  ሰዓት  8:30  ብምዕፃዉ  ሕጋዊ  ጨረታ   ኮሚቴ አብ  ዘለዉሉ  ልክዕ  ሰዓት  8:45  ይኽፈት  ብተወሳኪ  ኣብ እዋኑ   ምኽፋት  ጨረታ  ተጫረቲ  ወይ  ሕጋዊ  ወኪላቶም  ክርከቡ  ይኽእሉ  እዩም::
3  ተጫረቲ  መኽበሪ  ጨረታ  ብር  15 ,500.00 /ዓሰርተ  ሓሙሽተ  ሽሕን  ሓሙሽተ  ሚኢትን  ብር   ጥራሕ/ ብCPO  ብሲፒኦ ከትሕዙ  ዝክእሉ::
4  ዝሳዓሮ  ንብረት  በቲ  ዝወፀ  ሰፐስፊኬሽን  መሰረት  ናብ ትካልና  ብናይ  ባዕሉ  ወፃኢ  መጎዓዝያ   መራገፍን  ከቕርብ  ዝክእል::
5  ትካልና  ዝሐሸ  መማረፂ  እንተረኪቡ በሙሉእ  ወይ  ብኽፋል  ናይ  ምስራዝ  መሰል አለዎ::
ኣድራሻና   :   ትግራይ - መቐለ -  ቀበሌ    ኣድቬንትስት  ትምህርቲ  ቤት  ትሕቲ  ኢልካ  ንግስቲ  ህንፃ  ካልኣይ  ደብሪ  ቁፅሪ  31
ንዝተደለየ  ሓበሬታ  ስልኪ  ደከሰዕፋንምምሕዳርን   034841 90  41 ሞባይል  ቁፅሪ  09 25 44 12 01   /09 32 03  98 63 /09 3225  62  39  ብምድዋል  ክለኽቡና   ይኽእሉ  እዩም::