ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን

ዕለት 15/07/2017 ዓ/ም

ቑፅሪ ት/ፋ/ 22 ፕ-4/01

ምልክታ ዋጋ መቅረቢ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 22/2017 ዓ/ም

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ ኢንስፔክሽን ንታ ቁፅሪ 3-72755 አ..ት መኪና ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ፋ ትኽእሉ/ላ

መምርሒ ተወዳደርቲ ተረቲ/

1. ናይ ዘመኑ 2017 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፡፡

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፣

3. ናይ ግብሪ ክፈላይ ቁፅሪTIN/ ዘለኩም፡፡

4. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ዝተሓደሰ ዘለዎ፣

5, 2% withholding tax ክኸፍል ዝኽእል።

6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5' ናይ ስራሕ መዓልቲ እቲ ዝድለ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ክተቅርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቁፅሪ /IN/ መለለይ ቁፅር ኹምን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 15/07/2017 ዓ/ም ክሳብ 17/07/2017 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ክተቕርቡ/ክትወዳደሩ ትኸእሉ።

7. እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 18/07/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንቢሮ ቑዕሪ 2-19 ይክፈት"

8. ሳዓርቲ እተቅርብዎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ቅቡልዝግበር ብናይ ቢሮና ኤንስፔክተር ብዘተጠየቀ ሰፐስፊኬሽን ምካኑ ምስ ተረጋገፀ ኣታዊ ይከውን::

9. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

10. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠለ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 07 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን፡፡

11. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914775963 ደዊልኩም ምሕታት ይኸእሉ።

ናይ ንዳ/ዳ/ኢንስፔክሽን ታ.ቁ 3-72755 ኢት ሞዴል D22 ኒሳን YD25

ተ.ቁዝድለ ዓይነት ንብረት Materialመፍለይ ቁዕሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋመብርሂ
ብር
1Shoe KitD4060-25425Set01
2Pad Kit41080-09G28Set01
3Bolden Battery70 AMPis01
4Shock Absorber FR56110-25T0APis02
5Shock Absorber Rear56200-25T0APis02
6Injector Assy Fuel16600-VM00DPis02
7Rod Kit Relay /Link Assy/D8560-VK91APis01
8Motor Assy Wiper28815-57G0APis01
9ክሪክ ምስ መልዓሊኡኦርጂናል 09111-0K081Pis01
10Tie Rod End08521-VK91APis01