የትግራይ ክልል ምክር ቤት ጽ/ቤት

ምልክታ ዋጋ መቅረቢ ፕሮፎርማ/ 06

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ክዝአ ይደሊ:: በዚ መሰረት እዞም ዝሰዕቡ ረቋሒታት እተማልነጋዲ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ::

መምርሒ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም::

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ።

3. ናይ ግብሪ ክፈላይ ቁፅሪ /TIN/ ዘለኩም::

4. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ክቕርብ ዝክእል::

5. ምሰ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም፣ኣድራሻን፣ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፣ብምግባር ብሽም ብዝተዓሸግ ፓስታ ካብ ዕለት15/04/2017ዓ/ም ክሳብ 18/04/2017 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 400 ክትቕርቡ ክትወዳደሩ ትክእሉ::

6. እቲ ፕሮፎርማ ዕለት18/04/2017ዓ/ም ሰዓት 4.00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4.30 ኣብ ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08 ይከፈት ::

7. ብእቲ ዝቐርብ ዕራቁ ዝሓለወ ክኸውን ኣለዎ እንተዘይኾይኑ ግን ተቐባልነት የብሉን ::

8. አብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂን ዘይኾነ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን ::

9. ካብዚ ዝተሓተተ ንብረት ወፃኢ ብባዕልኻ ዓይነት ቐይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም አይፍቀድን ::

10. እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኾይኑ ሰለ ዘገልግል እቲ ሰራሕ ኤረጋግፆም ዋጋ ይምልኡ ::

11. ስለዚ እነ በዓል ትካል ነዚ ዝተወዳደርኩሉ ስዓራይ እንተኮይነ ነቲ ቤት ፅሕፈት ብዘይምትእጉጓል ኦርጅናል ዝኾነ ሰራሕ ብስፈሰፈኬሽን መሰረት ንክቕርብ ሓላፍነት ወሲደ ተስማሚዔ ኣለኩ ::

12. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎረማ ተራእዪ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጅሚሩ ክሳብ 7 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ይኸውን::

13. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ::

14. ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መጓዓዓዚን መዕዓኒ መራገፊ ወሲዶም ፎቶኮፒ ኣራቢሖም ናብ ቤት ፅሕፈትና ብውዕሎም መሰረት ኣታዊ ዝገብሩ።

15. ናይ ቤት ፅሕፈትና ቲን ቁፅሪ 0026444876 ከምዝኮነ ንሕብር::

16. እቲ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቁፅሪ 08 ኣታዊ ትገበር::

17. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና መእካ ምውሳድ ይከኣል::

18. ንተወሳኺ ሓብሬታ ብሰልኪ ቁፅሪ ዓ - 03 44-41 65 70 ሓዱሽ ህንፃ ፊትንፊት ርእሰ ምምሕዳር ክ/ ትግራይ

ዓይነት ንብረትዝርዝር መግልፂመዕቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
01Cushlon rearseat71460-35640Set01

ሸም

ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ

ፊርማ

ሰ.ቁ