ቅፅሪ ፕሮፎርማ 04
ናይ 3ተ እግረን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ን2ይ ግዜ ዝወፀ ፕሮፎርማ መቅረቢ ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል 3ተ እግረን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሐተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም::
1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 28/03/2017 ዓ.ም. ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 01/04/2017 ዓ.ም. ኣብ ዘሎ ክሳብ ስዓት 6.00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ መሊእኩም ክተቅርቡ ንሕብር::
2. ተወዳዳሪ እቲ ዘሸነፉዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 05 መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝክእል
3. እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ስዓራይ ትካልን በዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርትፍኬት /Tin/ናይ መቅረባይን ሰርትፍኬት ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ ንሕብር
5. ስዓራይ ትካል እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ዕዮና የቅርብ
6. እዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
ሪ | ዝድለ ዓይነት ንብረት /Material/ | ዝርዝር መግለፂ /Model/ | ምዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
1 | ናይ ሞተር ሳይክል ባትሪ | 12-V; 9A | ብቁፅሪ | 03 | |||||
2 | ናይ ሞተር ሳይክል ናይ ድሕሪት ጎማ ምስ ካላማዳርያኡ | 2.75-17 | ብቁፅሪ | 06 | |||||
3 | ናይ ሞተር ሳይክል ናይ ቅድሚት ጎማ ምስ ካላማዳርያእየ | 2.50-17 | ብቁፅሪ | 03 | |||||
4 | ናይ ወንበር ሽፋን | ብሳምፕል | 03 | ||||||
5 | ንፋስ መከላከሊ ግላስ(ማይክ) | ብሳምፕል | 03 |