ናይ 2017 ዓ/ም ምልክታ /ፕሮፎርማ
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ናይ ሕትመት መሳረሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
1. ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩም
2. ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ከቅርብ ዝክእል
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲ'ን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል
እንክተሎም መምርሒ
➢ ዋጋ መሊኡ ዝተወዳዳረ መቅረባይ እንተስዒሩ ኣብ ዝተብሃሎ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ ኣለዎ ።
➢ ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዶክሜንት ብፖስታብምዕሻግ ካብ ዕለት 24/03/17—27/03/17 ዓ/ም ምሃብ ትክእሉ ።
➢ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ዕለት 27/03/17 ቅድሚ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት።
➢ ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ፕሮፎርማ ምስ ተከፈተ 7 ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይከዉን ።
➢ ዝሰዓረ ተወዳዳራይ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ኣታዊ ይገብር ።
➢ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቀርብ ኣለዎ ።
➢ እዚ ናይ ጨረታ ምልክታ /ፕሮፎርማ / ከም ዉዕሊ የግልግል ፡
➢ ቢሮ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን ።
ዝርዝር ዓይነት ፅገና - | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | ||
---|---|---|---|---|---|---|
01 | Banner print | AS Sample | pcs | 07 | ||
02 | (B urSHER )color print | A4size | PCS | 200 | ||
03 | Sticker | 80cm25¢ | PCS | 01 | ||
04 | Roll UP Banner | 80cm x200cm | PCS | 01 | ||
05 | Stame | flash | PCs | 01 | ||
06 | titer | flash | PCS | 01 |