ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ -ግዕዝይናን ክልል ትግራይ

ን2ይ ግዘ ዝወፀምልክታ ፕሮፎርማ

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ባትሪ ኤክስፕሮ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 16/03/2017ዓ/ም ክሳብ 18/03/2017ዓ/ም ኣብ ውሽጢ 3' ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 268ንክተቕርቡ ንዕድም፡

ተ/ቁዓይነት ንብረትመግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ ብርጠቕላላ ዋጋ ብርመብረሂ
1ኤክስፕሮ/Xpro/ባትሪ ቀይሕ መትሐዚኡ70A ኦርጂናልቁፅሪ03

✓ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ዝተሓድሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቅርቡ ትኽእሉን፤

✓ ቲን ቁፅሪ (TN No) ዘለዎን ከትሕዝ ዝኸእል፤

✓ ብመቅረባይነት ዝተመዘብኩም፤

✓ ዘቅርቦም መረዳእታ ነኒሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኸእል፤

✓ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ይቁፀር፤

✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድ ብናትና መቅረቢ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ይግባእ፤

✓ ፓስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/03/2017ዓ.ም ድሕሪ ሰዓት 8፡30፤

✓ ፖስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 18/03/2017ዓ.ም ድሕሪ ሰዓት 9:00፤

✓ ሰዓረይ ዝኾነ መቕረባይ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፤

✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ፤

✓ ፐሮፎርማ ኣብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኸእሉ ምዃኖም፤

ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ኮምፕሌክስ ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 268 ንርከብ፤