1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ 2017 ዓም ዘለዎም ናይ 2016 ዓም ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት መረዳአታ ከቅርቡ ዝክእሉ
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ምስክር ወረቀት መለለይ ቁፅሪ ካፈላይነት ግብሪ /ቲን ናምበር./ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡን ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ዝሐለፈ ሰለሰተ ወርሒ ወይድማ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ሐደ ወርሒ ተወሳኪ አሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ዲክላሬሽን ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
3 ቅድም ክበሉ ናይ ዝተጠቀሱ ረቆሒታት መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ኣብ ነናይባዕሎም ፖስታ ዓሽጎም ከቅረቡ ዝክእልን ብልዕሊ እቲ ፖስታ ነቲ ዋና ዋና ከምእዉን ነቲ ቅዳሕ ቅዳሕ ሰነድ ኢሎም ንክፅሕፍሉ ይግባእ
4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ክወስዱ ይክእሉ
5 ቅድሚ ጨረታ መክበሪ ጨረታ መክበሪ ፅሕፈት መሳርሒ 20000 : ፅሬት 2000 : ሞተርሳይክል : ማህተም : ፈርኒቸር 6000 ቅርሺ : ኤሌክትሮኒክስ 10000 ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ጥረ ገንዘብ ወይድማ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ እዉን ናይ ክፍሊት ብዘይሰዓር ትእዛዝ ሌተር ኦፍ ክሪዲት ዝቀርብ መከበሪ ዉሕስና ጨረታ ዘቅርቡ
6 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ናይ ሐደን ጠቅላላ ዋጋን ብግልፂ ዝንበብ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብ ነብሰ ወከፍ ሰነድ ናይ ነጋዳይ ሽም ፊርማን ማሕተምን ዝዓረፎ ዋናን ቅደሕን ኣብ ነናይ ባዕሎም ፖስታ ብምዕሻግ ናብ ዝተዳለወ ሳንድቅ ጨረታ መሊእኩም ብሽምኩም ወይድማ ወኪልኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 27/2/2017 ዓም ክሳብ 12/3/2017 ዓም ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረት ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ
7 ሳንዱቅ ጨረታ 12/3/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ይክፈት ይኩን ዳምበር ዝድሊ ኩነታት እንተማሊኦም ኣብ ዘየለዉሉ ምክፋት ክምዝከኣል ክፍልጡ ይግባእ
8 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
9 ኣብቲ ጨረታ 20 ሚእታዊ ምዉሳክ ወይድማ ምንካይ ከምዝከኣል ክንገልፅ ንፈቱ
ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0912005861