በማእከላይ ዞን መካከለኛ ፍርድ ቤት

1 ናይዚ ዘመን ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ድክረሽን ተመዝገብቲ ምካንኩም መረጋገፂ ክተቅረቡ እትክእሉ

3 እዚ ከይመላአ ዝቀርብ ካብ ተወዳደራይነት ዝስረዝ ምካኑ ንገልፅ

4 ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰዓራይ እንተኮይኑ ኣብ ዉሽጢ 30 መዓልቲ ኣጠናቂቁ ከቅርበ ይግባእ

5 ኣብቲ ጨረታ ዝሰዓረ ተጫራታይ ዉዕሊ ዝኣስር ተጫራታይ ካብ ዝተፈለጠ ዕለት አብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕል ዝኣስር ኮይኑ ናይ ዝይሰዓሮ 10 ሚእታዊ መከበሪ ዉዕሊ ብምትሓዝ ዉዕሊ ናይ ምእስር ግቡእ አለዎ

6 ቅሬታ ከቅርብ ዝክእል ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ይከዉን

7 ግበሪ ከፋሊ ምካኑ ዝገልፅ መለለይ ቁፅሪ ናይ ምቅራብ ዝተመዝገበሉ ቅዳሕ ኣብ ፖስታ ኣተሓሒዝኩም ንክተቅረቡ ንገልፅ

8 ዝቀርብዎ ዋጋ አብ እትወስዶወ ሰነድ ዝማለእ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ክከዉን አለዎ

9 ንዚ ግልፂ ጨረታ ዝርዝር ዝድለያ ዓይነት ኣቀሑት ሰነድ 50 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ዘቦ ማእከል ቤት ፍርዲ ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ካብ 26/2/2017 ዓም ብኣካል መፂእኩም ብመዉሳድ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 11/3/2017 ዓም ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 800 አብ ዘሎ ግዜ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ የእትዉ

10 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 11/3/2017 ዓም ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8:00 እዩ

11 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 11/3/2017 ዓም ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8:20 ኣብ ዘቦ ማእከል ቤት ፍርዲ ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ይክፈት

12 ተጫራታይ ናይ ጨረታ መከበሪ 5000 ብር ብባንኪ ዝተረጋገፂ ስፒኦ ወይ ጥረ ገንዘብ ከቅርብ አለዎ

13 ጨረታ ኣብ ዝክፈተሉ ዕለት ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ክርከቡ ዝክእሉ ምካኖም ንገልፅ

14 መጎዓዝያ ብናይ ባዕሉ ዋፃኢ ከቅርብ አለዎ

15 ኣድላይ ኮይኑ ኣብ ዝተረከብሉ ክሳብ ሕድሕድ ንብረት ክሳብ 20 መእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እይ

16 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብካፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914763568 / 0914557895 / 0347753596