ሞኸኒ የመጀመሪያ ሆስፒታል

1 ናይ 2017 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ በቲ ስራሕ ዘረፊ ዝተመዝገበ ወይድማ ዝተመዝገበት

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ዘለዎ ወይድማ ዘለዋ

3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮኑ ወይድማ ዝኮነት ኢሉድማ ናይ ተወሳኪ እስት ታክስ መለለይ ወረቀት ዘቅርብ ናይ ወርሒ ሐምለ ሒሳብ ዘወራረደሉ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ መቅረባይነት ዝሐደሰ ወይድማ ዘሐደሰት  / 5-  2 ሚእታዊ ዊዝ ሆልድንግ ዝከፈል

6 ኣብ ዉሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ከቅርብ ዝክእል

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 እብቲ ጨረታ ዝረከብ ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪል ይከዉን

10 ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ 100 ኮይኑ ኣብ መኮኒ ሆስፒታል ፋይናንስ ቢሮ ይከዉን

11 መከበሪ ጨረታ ንነብሰወከፍ 5000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

12 ኣብ ጨረታ እዋን ዋና ምስ ቅዳሕ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

13 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 11/2/2017 ዓም ክሳብ 25/2/2017 ዓም ይከዉን

14 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ወይድማ ሰነድ ዝሽየጠሉ 11/2/2017 ዓም ክሳብ 25/2/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ይከዉን ጨረታ ዝክፈተሉ 25/2/2017 ዓም ሰዓት 4:30 ንጉሆ ኣብ መባእታዊ መኮኒ ሆስፒታል ቀዳማይ ፎቅ ኣብ ዕደጋ ቢሮ ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0973543034 / 0924290625 / 0923302658