የትግራይ ክልላዊ መንግስት ከተማ ልማትና ኮንስትራክሽን ቢሮ

ምልክታ ፕሮፎርማ ጥቅምቲ - 2017 ዓ.ም

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

በዚ መሰረት እዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም ፡፡

• በቲ ዘርፊ ናይ 2016/2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ፣ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

• ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

• ተጫረቲ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ሓበራዊ ህንፃ 1 ደብሪ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 59 ካብ ዕለት 12/2/2017 ጀሚርኩም ብምውሳድ ዋጋ መሊእኹም ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 15/2/2017 ስዓት 9፡00 ናብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 59 ዝተዳለወ ሳፁን ኣታዊ ክትገብሩ ትኽእሉ፡፡ እቲ ፕሮፎርማ ስዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ስዓት 3፡30 ይኸፈት፡፡

• እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን7ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሕ ይኸውን፡፡

• ስዓራይ ምዃንኩም ካብ ዝተገለፀልኩም ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ኦርጅናል ንብረት አታዊ ክገብር ዝኽእል ::

• ቢሮና እቲ ፕሮፎርማ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-01-29 ምሕታት ይከኣል፡፡


ተቁ ዝርዝር ዘግሰፂስፐስፌኬሽንመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋmቖሳሳ ዋጋ
ብርሳንብርሳን
1ኤር ኢለመንት17801-54180ቁፅሪ01
2ታይሚንግ ቤልት13568-59066ቁፅሪ01
3ኣይድለር ታይሚንግ13505-54021ቁፅሪ01
4ኦይል ሪዘርቭ ቫን ፓምፕ44360-35150ቁፅሪ01
5ጋስኬት ሜከርAbroቁፅሪ02
6ፓድ ኪት04495-35230ቁፅሪ01
7ሹ ኪት04495-35230ቁፅሪ01
8ኣውተር ቤሪንግ90368-49087ቁፅሪ02
9ኢነር ቤሪንግ90368-49084ቁፅሪ02
10ኦይል ፊልተር 430 1012020B-937ሳን ሎግ 6106ፅሪ04
11ቁልፊ ካድሮ ሞተርቢሾፍቱቁፅሪ1
13ባትሪ 150 ኣምፒር ኦርጅናልናይ ሳንሎግቁፅሪ2
14ሞርሴታ ናይ ባትሪ መእሰሪናይ ሳንሎግቁፅሪ4
15ዲስክ ፊሪሴን ሞዴል 6106ናይ ሳንሎማቁፅሪ1
15ናይ ኮምፕረሰር ፊልትሮናይ ሳንሎማቁፅሪ1