ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝቐረበ ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ መስረሒ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።
ተ/軍 | ዓይነት ንብረት | መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ድምር | መብረሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ዓብይ መዝገብ | 1ይ ደረጃ | ቑፅሪ | 40 | |||
2 | ኣቃፊ ኬንት | 1 ደረጃ | ቑፅሪ | 120 | |||
3 | እስክርቢቶ | 1 ̋ ደረጃ | ፓኬት | 08 | |||
4 | ኮምፒተር ወረቀት | 1ይ ደረጃ | ደስጣ | 40 | |||
5 | ፓንቸር ማእኸላይ | 01" ደረጃ | ቑፅሪ | 40 | |||
6 | ስቴፕለር | 1ይ ደረጃ | ቑፅሪ | 40 | |||
7 | ስቴፕል ማእኸላይ | 1 ደረጃ | ፓኬት | 40 |
መተሓሳሰቢ
➢ ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣ ናይ መቅረባይነትን መፍለዪ ቑፅሪን ከቕርቡ ዝኽእሉ፡፡
➢ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/02/2017 ዓ/ም እስካብ ዕለት 15/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተሰብስቡ ሰዓት 3፡30 ይኸፈት::
➢
እቲ ንብረት በቲ ዝተጠቐሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ::
➢ እቲ ዝቐርብ ንብረት ደረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ 1 ደረጃ ክኸውን አለዎ::
➢
ሰዓር ትካል ኦርደር ምስ በፅሖ እቲ ንብረት ኣውሽጢ 3 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ኣታዊ
ዝገብር።
➢ እቲ ቢሮ ዘቅመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ይኸውን። ➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕለዉ እዩ::
➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል::
➢ ፕሮፎርማ አብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ይግባእ፡፡
➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344417637/0342400158 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት
ይከኣልእዩ።