የትግራይ ፖሊስ ኮሚሽን

ምልክታ ፕሮፎርማ

ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕለ ናይ ቋንቋ ትርጉም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንበጀት 2017 ዓ ም ውዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ።

ተ/ቁዓይነት ንብረትመፍለይመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋመብርሂ
ብርብር
1ካብ ኢንግዝኛ ናብ ትግርኛ ምትርጋም  ብቁፅሪ01
2ካብ ኣምሓርኛ ናብ ትግርኛ ምትርጋም  ብቁፅሪ01

3

ካብ ትግርኛ ናብ ኣምሓርኛ ምትርጋም  ብቁፅሪ01

4

ካብ ትግርኛ
 ናብ ዓረብኛ ምትርጋም  
ብቁፅሪ01

5

ካብ ዓረብኛ
 ናብ ትግርኛ ምትርጋም  
ብቁፅሪ01

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሒታት

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ፍቓድ ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።

3. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቑፅሪ (Tin Number) ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእልን።

4. ተወዳደርቲ አብ ዝመልእዎ ዕሽግ ፖስታ ማህተም ፊርማን ሙሉእ ሽም ምስ ስ/ቑፅሪ ክገልፁ ዝኽእለ።

5. ተወዳደርቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ናብ ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ከቕርቡ ዝኸኣለ።

6. ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፊል ኮነ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ሕልው እዩ።

7. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/2/2017ዓ/ም ክሳብ 08/02/2017ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ 4፡30 ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ፋይናንስ ቢሮ ቑፅሪ 208 ዝኸፈት ይኸውን።

8. ንዝበለፀ ሓበሬታ ቢሮ ቑፅሪ 308 ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344403100 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ