ናይ ፕሮፎርማ ዕደጋ ፃውዒት/ቁ-05/
ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሓ መቕረብቲ
ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሓ ፎርድ ዝዓይነታ መኪና ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ተ | ዓይነት ዝግዛእ ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዕተ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ቦልጃይንት ላዕለዋይ ታሕተዋይን | ናይ ፎርድ ሞዴል 2015 | ቁፅሪ | 01 | ኦርጅናል | ||
2 | ራኢን ሙሉእ ምስ ቴስቲንኡ | ሴት | 01 | ||||
3 | ብራቮ በክላ ኣፕር ሰር | ቁፅሪ | 08 | ||||
4 | ሲል ሻፍት ናይ መሪ | ቁፅሪ | 01 | ||||
5 | ናይ ሜሪ በተዝ | ተዕሪ | 02 | ||||
6 | ናይ ክሊፕሮ ፒስተን ሓመድ መከላኸሊ | " | ቁፅሪ | 04 | |||
7 | ዊል ኣሰይ ስትሪንግ | 45100-okp-30-00 ኡን ኣባዱላ | ቁፅሪ | 01 |
1. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ፤ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን
2. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ፤ ክሳብ ዕለት 6/02/2017 ዓ/ም ስዓት 3:00 ተዓፅዩ ስዓት 3:30 ቅ/ስዓት ይኸፈት
3.ተወዳዳራይ ስዓራይ ምዃኑ ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ምስተውሃቦ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ከቕርብ
ግቡእ ኣለዎ።
4. ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2016/17 ዓ/ም ፤ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ /TIN No / ከምኡ ውን ዝተሓደሰ መቕረባይነት ብቕዳሕ ከተሓሕዝ ዝኸእል ።
5. ተወዳደርቲ ዝመልኡዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ብናይዚ ቤት ፅሕፈትና ዝወፀ ሰነድ ጨረታ ክኸውን ኣለዎ። ብናይ ባዕሎም ሰነድ እንተመሊኦም ግን ምስቲ ናይ ቤት ፅሕፈትና ዝወፀ ሰነድ ፕሮፎርማ ሓደ
ዓይነት ክኸውን ኣለዎ።
6. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ዕደጋ ምልክታን ብተወዳደርቲ ዝቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ ሞንጎ ገዛእን ሸያጥን ከም ውዕሊ ኮይኑ ይሰርሕ።
7. ስዓራይ ዝኾነ ተወዳዳራይ እቲ ንብረት ኣታዊ ብዘይ ምግባሩ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ዝበፅሕ ጉድኣት ብምርኣይ ቤት ፅሕፈት ብሕጊ ክሓትት ይኽእል እዩ።
8. ተወዳዳራይ ኣብ ዝቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ፊርማን ማህተምን ናይ ምግባር ግቡእ ይህልዎ። 9.እቲ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈትና ምስኣተወ ኣብ ውሽጢ 5' መዓልቲ ክፍሊት ክፍፀመሉ ፍቓደኛ
ዝኾነ ።
10. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማራፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።