ምልክታ ፕሮፎርማ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ከለር ፕሪንተር ቀለም ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ክትወዳደሩ ንዕድም::
1. ብዘርፉ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡
2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን I ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡
3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ፡፡
4. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል፡፡
5. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ኣብ ውሽጢ 3' መዓልቲ የረክቡ፡፡
6. ፕሮፎርማ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ 02/02/2017 ክሳብ 06/02/2017 ዓ/ም ስዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ይኸውን፡፡
7. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቁ 0344418556 ወይም 094-752718 ምርካብ ይከአል እዩ፡፡
ተቑ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቑፅሪ | መዕቀኒ | በዝሒ | ነ /ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
1 | Brother Ink Printer MFC-J3520 | M-Magneta C=Cyane Y=Yellow BK-Black | Set | 12 | Exp date 2022 | ||||
Grand Total |