ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ማይንኢነርጀን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ። ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ተ.q | ናይ ኣቕሓ ዝርዝር (Description) | መፍለይ ቑዕሪ/Spefication | መዐቐኒ (Unit) | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ናይ ኮምፒተር ወረቐት | ኤ-ፎር 80 ግራም | ብደስጣ | 30 | |||
2 | ናይ ፎቶ ኮፒ ወረቐት | ኤ-ፎር 80 ግራም | ብደስጣ | 20 | |||
3 | ካርቦን ኣምባሳደር ሰማያዊ | 8000 E | ብደስጣ | 04 | |||
4 | እስክርቢቶ | ሳምፕል መሰረት | 04 | ባኮ | |||
5 | ኣቃፈ | በዓል ብረት | ቑፅሪ | 50 | |||
6 | ፍለሽ | 32 GB ኦርጂናል | ቑፅሪ | 02 | |||
7 | ካልኩሌተር | ሳምፕል መሰረት | ቑፅሪ | 02 | |||
8 | ካኪ ፖስታ ማእከላይ | ኤ ፎር ሳይዝ | ብደስጣ | 02 | |||
9 | ካኪ ንኡሽተይ | ኦርጂናል | ብደስጣ | 03 | |||
10 | ፍሉድ ምስ መበፅበፂኡ | ኦርጂናል | ቑፅሪ | 02 | |||
11 | ናይ ኮምፒተር ቀለም | tk 170 ኦርጂናል | ቑፅሪ | 04 | |||
12 | ናይ ኮምፒተር ቀለም | 80A ኦርጂናል | ቑፅሪ | 06 | |||
13 | ስታምፕ ፓድ | ኦርጂናል | ቑፅሪ | 02 | |||
14 | ናይ ማህተም ቀለም | ኦርጂናል | ቑፅሪ | 02 | |||
15 | ባይንዲንግ ፕላስቲክ | ኦርጂናል | ብደስጣ | 01 | |||
16 | ባይንዲንግ ካቨር | ኦርጂናል | ብደስጣ | 01 | |||
17 | ስቴፕልስ ማእከላይ | ኦርጂናል | ብፓኬት | 04 | |||
18 | ማስታወሻ ንኡሽተይ | ሲነር ላይን | ብደርዘን | 05 | |||
19 | ኡሁ | ኦርጂናል | ቑፅሪ | 10 | |||
20 | ዲቫይደር | ሳምፕል መሰረት | ቑፅሪ | 03 | |||
21 | ስቴፕልስ ዓብይ | ኦርጂናል | ብፓኬት | 03 | |||
22 | ፕላስተር ዓብይ | ኦርጂናል | ቑፅሪ | 02 |
ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሓታት
1. ተወዳደርቲ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ቲን /TIN/ ፣ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት፣ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም፡፡ እቲ ዝቐርብ ዶክመንት ዝረአ ክከውን ኣለዎ ዘይረእ እንተኮይኑ ናብ ውድድር ኣይቐርብን።
2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፌርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡
3. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ምልክታ(ቅጥዒ)አብ ሞንጎ ቢሮናን ሰዓራይን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።
4. ተወዳደርቲ ስዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝን መራገፍን ናብ ቢሮ ማይ ኢነርጂን ስቶር ክፍሊ ኣታዊ ይገብሩ።
5. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ወይም ብናይ ባዓልኹም መሊእኹም ክተቕርቡ ይግባእ፡፡
6. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 29/01/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 04/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቕራብ ይኽእሉ።
7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 04/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ኣብ ዳ/ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቑፅሪ 13 ዝርኸብ ይኽፈት፡
8. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።
9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0914138905/0914032454 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ ::