ድምፂ ወያነ ትግራይ ኋ/የተ/የግ/ማህበር

1 ናይ 2016 ን 2017 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን ፡ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን

2 ናይ ወርሒ ነሐሰ 2016 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክሊር ዝገበርሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ዉሕስና ጨረታ 50000 / ሓምሳ ሽሕ ቅርሺ / ብመልክዕ ስፒኦ ወይድማ ካብ ባንኪ ዝተዉሃበ ዝተረጋፀ ቼክ ከቅርብ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 28 መስከረም  2016 ዓም ክሳብ 8ጥቅምቲ 2017 ዓም ዘይምለስ 400 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዋና ክፍሊ ፋይናንስ  ኣብ ሳልሳይ ደብሪ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 308 ደኩመንት ክትወስዱ ትክእሉ

5 ሰነድ ጨረታ ፋይናንሻል ቴክኒካልን መሊእኩም ብሽምዒ ብሽምዒ ዝተዓሸ ፖስታ ናብ ቢሮ ቁፅሪ 404 ክተቅርቡ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

6 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋሐወሉ 28 መስከረም 2017 ዓም ጀሚሩ ን 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ብምፅናሕ 8 ጥቅምቲ 2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ረፋድ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ 4 ደብሪ ኣብ ዝርከብ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 404 ይክፈት

7 ሰዓራይ ጨረታ ምስተፈለጠ ዉዕሊ ኣሲሩ እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲታት ገጢሙ የረክብ

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344410545 ወይድማ 0344410546