ፕሮፎርማ ቑፅሪ 4 /2017
ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ “ዝርዝር ተደላይ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ
ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና፣ ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ ምኻንኩም ንገልፅ፡፡
➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ፣
➢ ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ/TIN/ ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፣
➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል።
➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ናብ ቢሮ ፍትሒ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ብሙሉእ ክትገብሩዎ ነተሓሳስብ፡ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ኣድራሻን ናይ ትኻልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት-28/01/2017 ዓ/ም ክሳብ 30/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ክተቕርቡ/ክትወዳደሩ ትኽእሉ። እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 30/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ንብረት ምምሕዳር ቢሮቑፅሪ 317ይኸፈት።
➢ ቢሮና ኣብ ዘዳለዎ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ።
➢ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ፡፡
➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ
እዩ፡፡
➢ ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል
➢ ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ከይወዳደር ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ዝተኣገደ እግዱ ከይተልዓለሉ ክወዳደር ኣይኽእልን።
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03444173 48 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
ፕሮፎርማ ኤሌክትሮኒክስ ፅግና ዝርዝር ተደላይ ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ
ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | እስፔስፊኬሽን | መግለፂ ክብደት ለገና | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ||||||
1 | ፎቶ ኮፒ | 1ይ ደረጃ | ፅገና | ብቁፅሪ | 01 | ||
ሰርቪስ | ብቑፅሪ | 01 | |||||
2 | ኮምፒተር | 1' ደረጃ | ፅገና | ብቑዕሪ | 01 | ||
ሰርቪስ | ብቑፅሪ | 01 | |||||
3 | ፕሪንተር | ኦርጅናል | ፅገና | ብቑፅሪ | 01 | ||
ሰርቪስ | ብቑፅሪ | 01 | |||||
4 | ላፕቶፕ | 1” ደረጃ | ፅግና | ብቑፅሪ | 01 | ||
ሰርቪስ | ብቑፅሪ | 01 | |||||
5 | ስካነሪ | 1ይ ደረጃ | ፅገና | ብቑዕሪ | 01 | ||
ሰርቪስ | ብቑዕሪ | 01 | |||||
6 | ዲጂታል ፎቶ ካሜራ | 1” ደረጃ | ፅገና | ብቑዕሪ | 01 | ||
ሰርቪስ | ብቑዕሪ | 01 | |||||
7 | ብለወር ኮምፒተር መንገፊ | 1 ́ ደረጃ | ፅግና | ብቑዕሪ | 01 | ||
ሰርቪስ | ብቑፅሪ | 01 | |||||
8 | ሳታቢላይዘር | 1” ደረጃ | ፅገና | ብቑፅሪ | 01 | ||
ሰርቪስ | ብቑፅሪ | 01 | |||||
9 | ብኤሌክትሪክ ዝስርሓ ካልኩሌተር ኦሎምፒያ | 1 ደረጃ | ፅገና | ብቑፅሪ | 01 | ||
ሰርቪስ | ብቑፅሪ | 01 | |||||
10 | ቢመር | 1 ደረጃ | ፅገና | ብቑፅሪ | 01 | ||
ሰርቪስ | ብቑፅሪ | 01 | |||||
11 | ፋክስ | 1 ደረጃ | ፅገና | ብቑፅሪ | 01 | ||
ሰርቪስ | ብቑፅሪ | 01 |
ምስ ሰላምታ
ሽም
ፌርማ
ዕለት-
ስልኪ ቑፅሪ