የትግራይ ክልል ዋና ኦዲተር ጽህፈት ቤት

ፕሮፎርማ ቁፅር -4

ናይ ፕሮፎርማ ዕደጋ ፃውዒት

ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት መቕረብቲ

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሓ ኩን ኣባዱላ ዝዓይነታ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።


ተ.ቑዓይነት ዝግዛእ ንብረትዝርዝር መግለፂመዕቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1ሞተርቁልፊ ካድሮ/ሙሉእ ሴትቁፅሪ01ኡን ኣባዱላ
2መሪ ከቨርቁፅሪ01
3ፊልትሮ ናፍጣቁፅሪ01
4ፊልትሮ ዘይቲቁፅሪ01
5ዋይፐር ሙሉእቁፅሪ02
6ናይ ቅድሚት እግሪፓድሴት01
7ናይ ድሕሪት እግሪ ሻራሴት01
8ትርቦ ቻርጀርቁር01

1. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ፤ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን

2. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ፤ ክሳብ ዕለት 23/01/2017 ዓ/ም ስዓት 3:30 ተዓፅዩ ስዓት 4:00 ቅ/ስዓት ይኽፈት

3. ተወዳዳራይ ስዓራይ ምዃኑ ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ምስተውሃቦ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ከቕርብ ግቡእ ኣለዎ።

4. ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፤ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ /TIN No/ ከምኡ ውን ዝተሓደሰ ቕረባይነት ብቕዳሕ ከተሓሕዝ ዝኽእል ።

5. ተወዳደርቲ ዝመልኡዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ብናይዚ ቤት ፅሕፈትና ዝወፀ ሰነድ ጨረታ ክኸውን ኣለዎ። ብናይ ባዕሎም ሰነድ እንተመሊኦም ግን ምስቲ ናይ ቤት ፅሕፈትና ዝወፀ ሰነድ ፕሮፎርማ ሓደ ዓይነት ክኸውን ኣለዎ።

6. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ዕደጋ ምልክታን ብተወዳደርቲ ዝቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ ሞንጎ ገዛእን ሸያጥን ከም ውዕሊ ኮይኑ ይሰርሕ።

7. ስዓራይ ዝኾነ ተወዳዳራይ እቲ ንብረት ኣታዊ ብዘይ ምግባሩ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ዝበፅሕ ጉድኣት ብምርኣይ ቤት ፅሕፈት ብሕጊ ክሓትት ይኽእል እዩ።

8. ተወዳዳራይ ኣብ ዝቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ፊርማን ማህተምን ናይ ምግባር ግቡእ ይህልዎ።

9. እቲ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈትና ምስኣተወ ኣብ ውሽጢ 5' መዓልቲ ክፍሊት ክፍፀመሉ ፍቓደኛ ዝኾነ ።

10. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማራፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።