ምልክታ ፕረፎርማ
መካይን ክራይ ንምክራይ
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ መካይን ብቀጥታ ኣወዳዲሩ ንምክራይ ይደሊ፡፡
ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት
5. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን
6. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን
7. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም
8. ቫት ምዝገባን ካልኦት መረዳእታን፣፣
ተ.ቁ | ናይ ዕድጊት ዝርዝር ግልጋሎት/ | ዝርዝር መግለፂ/ስፔስፍኬሽን/ | ዝድለያሉ እዋን | መለከዒ | በዝሒ መኪና | በዝሒ ማዓልቲ | ነፀላ ዋጋ | ጠ/ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
01 | ናይ መኪና ክራይ ነዳዲ ብመቕረባይ ይሽፈን/ይምላእ ግልጋሎት ዝህባ መካይን ን6ተ ማዕልቲ ይፀንሓ | ሞዴል/Toyota Land curser ሞ/105 ድሕሪ 2002 ኣፈ ዝተመረተት 5ቲኡ በሪ ዝሰርሕ ዝኸፈት ዝዕፀውን/ ልዕሊ 5 ሰብ እትፅዕን መናፈሲ /AC/ ዘለዋ | ዝዋፈረሉ ቦታ ኣዞባ ማእኸል ናዕዴር ዓዴት | ብቁፅሪ | 5 | 6 |
4. ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቕረባይ ሰዓራይ እንተኾይኑ ኣብ ዝተባሃሎ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ::
5. እዚ ፕሮፎርማ ካብ 14-16/01/2017 ዓ.ም ሰዓት 8፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 16/01/2017 ዓ/ም ድ/ሰዓት 8፡30 ይኸፈት ።
6. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ክሳብ ዕለት 16/01/2017ዓ.ም ሰዓት 8:00 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ ::
7. ኣበዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፕሮፈርማ ምስተኸፈተ ተግባራዊ ይኸዉን::
8. ፕሮፎርማ ሰዓራይ ንክቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓደ ማዓልቲ ከቕርብ ዝኽእል::
9. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርብ ኣለዎ::
10. እዚ ናይ ፕሮፌርማ ምልክታ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-40-47 15 ምሕታት