ምልክታ ፕሮፎርማ
እንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ብህፁፅ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዴ ከትወዳደሩ ይዕደም።
PR ቑፅሪ | ተቁ | ዓይነት ንብረት | መለለዪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
35669/35183 | 1 | ኮምፒተር ወረቐት | 80ግራም | ደስጣ | 38 | ||
2 | ካኪ ፖስታ ዓብይ | ቑፅሪ | 50 | ||||
3 | ቦክስ ፋይል | kent | ቑፅሪ | 60 | |||
4 | ኣግራፍ ንእሽተይ | ፓኬት | 5 | ||||
5 | ደብተር 50 ሉሕ | ቑፅሪ | 24 | ||||
6 | ዓብይ ማስተዋሻ | ቑፅሪ | 2 | ||||
7 | ማእኸላይ ማስተዋሻ | ቑፅሪ | 8 |
ክማልኡ ዝግብኦም ረቋሒታት
* እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/TOT/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ
* ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፤ቲን ናምበርን ቫት እንተሃልይኩም ቫት ሰርትፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ።
* ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቅሓ) ክህብ ኣለዎ *ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ
* ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 10/01/2017 ክሳብ ዕለት 13/01/2017 ሰዓት 11:30
* ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 14/01/2017 ሳዓት 3:00 ይኸውን ።
* ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
* ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342404674 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቅን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይካኣል”