ፕሮፎርማ ምልከታ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
ሕቶ ዐደጋ ቁፅሪ | ተረ.ቁ | ዓይነት ዝርዝር | መለለይ | መቀኒ | ብዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
35620 | 1 | Sand | m3 | 16 |
NB-ትራንስፖርት ብናይ ባዕልኹም
ከማልኡ ዝግብኦም ረቋሒታት
- ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ፤ቲንናምበር፤ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ቫትን
- ኮፒ ክተሓሓዝ አለዎ
- እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ፤
- ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቅሓ) ከቕርብ ኣለዎ፤
- - ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 07/1/2017ዓ/ም 09/1/2017 ዓ/ም ሳዓት10:00
- ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 10/1/2017 ሰዓት3:00
- · ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ፤
- ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344407761/03442401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ዕሕፈትና ብምምፃእ ምጥያቅን ቅጥዒ ፕሮፎርማ ምውሳድን ይካኣል፡፡
ምስ ሰላምታ