ማሕበር ወለዶ ምድሓን ትግራይ

                                                      

                                       ዉስን ጨረታ

ቤ/ፅ/ማ/ወ/ም/ትግራይ WFP ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናዉቲ ማለት ስቴሽነሪ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትገዝእ ትደሊ ስለዝኾነ ዉን እቶም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ማለት

ተ ቁ

ዝድለ ዓይነት ኣቁሓ

ሞዴል

በዝሒ

ነጠላ ዋጋ

መብረሂ

1

ማስታወሻ ደብተር ንእሽተይ ሲነር ላይን

ቁፅሪ

103

 

 

2

Exercise book

ቁፅሪ

1440

 

 

3

Pen

ቁፅሪ

1543

 

 

4

Flip Chart

ቁፅሪ

145

 

 

5

Market (pkt)

ባኮ

145

 

 


 

ኣጫረቱ ክትዕድግ ስለዝደለየት ክትጫረቱ እትደሊዩ እዞም ዝስዐቡ ትክእሉ ምኮንኩም ክንገልፅ ንፎቱ

ረቆሓ

1 ናይ 2006 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ::

2 ናይ እዞም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ ዝገዝኡ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ::

3 እቲ ሰነድ 20 ቐርሺ ብምኽፍል ክወስዱ ይኽእሉ::

4 እቲ ጨረታ ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ ዕለት 30 /01 /2007 - 06/ 02 /2007::

5 እቲ ጨረታ ዝኽፈተሉ ግዜ 07/02/2007 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት::

6 ተጫረቶ ዝተጫረትሉ ዋጋ 2 % ቅድሚያ ከትሕዙ ይግባእ::

7 እቲ ጨረታ ተጫረቶ ወይም ወኪሎም ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት::

8 እቲ ጨረታ ዝሰዓረ ነጋዳይ ኣብ 3 መዓልቲ ዘለዉ ዉሽጢ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ከረክብ አለዎ እንተዘይኮይኑ እቲ ዘትሐዞ ገንዘብ ኣታዊ ይኽዉን::

9 እቲ ንግዲ ፍቃድ ይኹን ቲን ፎቶ ኮፒ ተገይሩ ምስቲ ጨረታ ክተሓሐዝ አለዎ::

10 እቲ መሰርያ ቤት ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ

ሞባይል 0921888764

0914748989