ዕለት 15/10/2016
ቁፅሪ ፕሮፎርማ 25/2016
ናይ መኪና መለዋወጢኣቁሑት ግዝኢት ብፕሮፎርማ መቕረቢ
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል መኪና መለዋወጢኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።
ተ/ቁ | ዝድለ ዓይነት ንብረት /Material | መፍለይ ቁፅሪ Specification /part Number/ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||
1 | ናይ መኪና ጎማ | 235.70 R 16 ብርጅስቶን ጎማ | ብቁፅሪ | 05 |
በዚ መሰረት እዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 15/10/2016 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 17/10/2016 ስዓት 8፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።
2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት አብ ወሽጢ 3 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣታዊ ዝከውን ድማ በዓል ሞያ ምስ ኣረጋገፆ ይከወን።
3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከም ሕጋዊ - ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።
4. ዝሳዓረ ትካል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ዕዮና የምፅእ፣
5. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /Tin/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።
6. ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ኣድራሻና
ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875