የቀዳማይ ወያነ ክፍለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ንኣብያተ ፅሐፈት ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

➢ ዓይነት ጨረታ

ሀ. ክ/ከ/ቀ/ወ/ት/ፋ/ ኣቀ/ጨ/መ/ ቁፅሪ 002-----ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት

በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ እተማልእዎ ሮቑሓ፦

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ቫት ተመዝገብትን ናይ መወዳእታ ወርሒ ቫት ሪፖርት ፣መፍለይ ቑፅሪ/TI/፣ኣብ ዝርዝር መቕረብቲ ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ /መቅረባይነት/ከቅርቡ ዝክእሉ

2. መኽበሪ ጨረታ

➢ ብር 5000 ብር ብባንኪ ዝተረጋገፀ C...○ ከትሕዙ ዝኽእሉ

3. ዋጋ ሰነድ ጨረታ

ዘይምለስ ብር 200.00/ክልተ ምኢት ብር/ ብምኸፋል ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ፣ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቑፅሪ 14 ካብ ዕለት 14/10/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/10/2016 ዓ.ም ኣብ ዘሎ ጊዜ መፂኹም ምግዛእን ንኡ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ናይ ጨረታ ሰነድ ምእታው ትክእሉ፣

4. ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝኽፈተሉን ዕለት፡-

4.1.ዕለት 24/10/2016ዓ.ም ስዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ስዓት 9:00 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ልዕል ኢሉ ኣብ ዝተጠቀሰ ኣድራሻ ብግልፂ ይኸፈት፣

5. ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ትካል ናይ ዘሸነፎ መኽበሪ ውዕሊ የትሕዝ ፣

6. ስዓራይ ንዘሸነፎም ንብረት ብቲ ዝወፀ ስፐሲፊከሽን መሰረት ናብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣታዊ ይገብር፣

8. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ'ዩ፣

10. ንዝበለፀ ሓበሬታ፣- ኣብ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ከባቢ ጅቡሩኽ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ ንተወሳኽ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914104089 /0937023598 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ይምልከት