ፕሮፎርማ ምልክታ
በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ኮምፒቴር ኣቑት ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብኮምፒተርን ኮምፒቴር ተዛማድን ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::
ተቁ | ዓይነት ንብረት | ስፐስፊኬሽን | መዐቐኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ድምር ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | Laptop Compiter Cori7 | ሰፔሰፊኬሽን ናብ ቢሮና መፂካ ምርኣይን ምውሳድን ይካኣል | Litter | 02 | ||
2 | Toshiba Laptop Charger | AC Adaptor Laptop Charger Power Supply for Toshiba Satellite P55-A | ቑፅሪ | 01 | ||
ጠቕላላ ድምር |
መምርሒ
1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደሱ
2. ናይ 2016 ዓ/ም መቕረባይነት ዘሓደሱን ቲን ነምበር ዘለዎም
3. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 11/10/16 ዓ/ም
4. ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 3.30 ቕድሚ ሰዓት
5. ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 14/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 4.00 ቕድሚ ሰዓት
6. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕል ኾይኑ የገልግል
7. ዘይተማልኣ ፕሮፎርማ ውድቒ ይኸውን
8. ሰዓራይ ኣብ ቢሮ ኣምፂዑ ከቕርብ ኣለዎ
9. ፕሮፎርማ ዘሸነፉ መቅረብቲ ንዝሰዓርዎ ኣቕሓ ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ትራንፖርትን መፅዓንን መራገድፍን ሸፊኖም ናብ ቤት ዕዮና የቕርቡ።
10. እቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ 7 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን ንተወሳኺ ሓበሬታ ናብ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ለዉጢ ነባሪ ኣየርን ቢሮ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕ ይከኣል ::
ሓቤሬታ- ስፔስፊኬሽን ኣብ ቢሮና ቦርድ ስለዝተለጠፈ መፂካ ምርኣይን ምውሳድን ይካኣል