መቐለ ማረምያ ቤት ማእከል

ምልክታ ፕሮፎርማ - ጨረታ

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝኽፈል ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ ዝውዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ታ.ቁዓይነት ንብረትመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ላ ዋጋመብርሂ
ብርብር
1ማእኸላይ መስታወሻ ባዓል 70ሹትቁፅሪ70
2ንእሽተይ መስታወሻ ባዓል 70ሹትቁፅሪ870
3ካርቦን 1ይ ደረጃደስጣ5
4ሻራ ፕላስተር ዓብይ 1ይ ደረጃቁፅሪ20
5ኮምፒተር ወረቐት ኣይሶ በዓል 80ግራምደስጣ150
6ደፍተር በዓል 50ሉሕ ራዲካል ባዓል መሸፈንደርዘን25
7ሰመያዊ እስክርቢቶ ብሳንፕልባኮ40
8ኮፒ ሆልደርብቁፅሪ06
10ባይንዲግ ዓባይብቁፅሪ01
11ፕሪንተር ቐለም 59A ኦርጅናልብቁፅሪ05
13ፕሪንተር ቐለም DR 3405 ኦርጅናል ብራዘርብቁፅሪ01
14መዝገብ ንእሽተይ ናይ ወፃኢ በዓል 200 ሹትብቁፅሪ50
15መዝገብ ዓብይ ናይ ወፃኢ 25ብ35ብቁፅሪ50

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ በዚ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን ቲን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእልን ከምኡ ድማ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ዝተመዝገብሉ ኮፒ ከቕርቡ አለዎም

2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ዋጋ ብምምላእን ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ ተመሊኡ ክቐርብ ኣለዎ ካብቲ ናይ መስራቤት ዘቕረቦ ጠለብ ወፃኢ ካሊእ ናይ ባዕልኻ መብርሂ ገይርካ ምፅሓፍ ተቐባልነት የብሉን

3/ እዚጨረታ ካብ ዕለት 10/10/2016ዓ/ም ክሳብ 14/10/2016ዓ/ም ሳዓት 3.30 ፀኒሑ ሳዓት 4፡00 ይኸፈት ድሕሪ ጨረታ ምኸፋቱ ዝተመለአ ዋጋ ን7 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

4/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ እቲ ጋበን ናይ ሓካይም ናብ ቢሮ መፂኡ በቢሳይዙ ለኪዑ ሰፍዩ ኣብ ዉሽጢ 5 ማዓልቲ ሰፍዩ ንቤት ህንፀት መቐለ ምስ ኣረከበ ካብ ጠቕላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ዝኸፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10.000ብር እንተኾይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 2% ዝኸፍል ምኻኑ ክፍለጥ ኣለዎ

5/ ካብዚ ንክዕደግ ዝተዳለወ በዝሒ ንብረት ካብ ነፀላ 20% ክዉስኸ ወይ ክቅንስ ይኸእል እዩ

6/ መስራቤትና ዘሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል

7/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0942659419/0914120805 ምሕታት ይከኣል

ቤት ህንፀት መቐለ