መቐለ ማረምያ ቤት ማእከል

ምልክታ ፕሮፎርማ - ጨረታ

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝኽፈል ንሓካይም ግልጋሎት ዝውዕል ጋቦንን ጆዲድን ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዓይነት ንብረትመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ላ ዋጋመብርሂ
ብርብር
1ንሓካይም ግልጋሎት ዝውዕል ጋቦን ብሳንፕል መሰረት ሰፍዩ ከርክብ ዝክእልቁፅሪ18
2ጀዲድ ወርዱ በዓል ሚትሮን ፈረቓንብሜትሮ90

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ በዚ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን ቲን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእልን ከምኡ ድማ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ዝተመዝገብሉ ኮፒ ከቕርቡ አለዎም

2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ዋጋ ብምምላእን ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ ተመሊኡ ክቐርብ ኣለዎ ካብቲ ናይ መስራቤት ዘቕረቦ ጠለብ ወፃኢ ካሊእ ናይ ባዕልኻ መብርሂ ገይርካ ምፅሓፍ ተቐባልነት የብሉን

3/ እዚጨረታ ካብ ዕለት 10/10/2016ዓ/ም ክሳብ 14/10/2016ዓ/ም ሳዓት 3.30 ፀኒሑ ሳዓት 4፡00 ይኸፈት ድሕሪ ጨረታ ምኸፋቱ ዝተመለአ ዋጋ ን7 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

4/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ እቲ ጋበን ናይ ሓካይም ናብ ቢሮ መፂኡ በቢሳይዙ ለኪዑ ሰፍዩ ኣብ ዉሽጢ 5 ማዓልቲ ሰፍዩ ንቤት ህንፀት መቐለ ምስ ኣረከበ ካብ ጠቕላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ዝኸፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10.000ብር እንተኾይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 2% ዝኸፍል ምኻኑ ክፍለጥ ኣለዎ

5/ ካብዚ ንክዕደግ ዝተዳለወ በዝሒ ንብረት ካብ ነፀላ 20% ክዉስኸ ወይ ክቅንስ ይኸእል እዩ

6/ መስራቤትና ዘሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል

7/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0942659419/0914120805 ምሕታት ይከኣል

ቤት ህንፀት መቐለ