ምልኸታ ፕሮፎርማ/ ናይ ወርሒ ለካቲቶ 2016 ዓ/ም
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
ዝርዝር ዓይነት ንብረት | መፍለዪ /Specification/ | መለክዒ /Unit | በዝሒ/Oty | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|
01 | ናይ ምረቓ እምነ ኩርናዕ | ➢ ናይ ወፃኢ እምነ በረድ ሳይዝ 80 cm × 30 cm ኣብ እምነ በረድ ብማሽን ዝፀሓፍ ፅሑፍ ብሓገዝ መንግስቲ ኣየርላንድ ብትካል ምግባረ ሰናይ ኣይሪሽ ኣይድ ኣቢሉ ናውቲ ሕክምና ተማሊኡሉን ተሓዲሱን ዳግም ግልጋሎት መጥባሕቲ ምሃብ ጀሚሩ። Equipped and Renovated by the Government of Ireland through Irish Aid ሰነ 2016 ዓ.ም (June 2024) | ቁፅሪ | 01 | ||
2 | ስቲከር | ሳይዝ 14 ናይ A4 ወይ A6 ሕብራዊ ፕሪንት ምስ ሎጎ | ቁፅሪ | 12 |
ክማልኡ ዝግባኦም ረቛሕታት
1. ናይ 2016 ዓ.ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 07/10/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 11/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 12/10/2016 ሰዓት 3፡00 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ብናይ
ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮ ጥዕና ከቕርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኽታ ከም ዉዕሊ የገልግል::