ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ
ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝቐረበ ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ መስረሒ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።
ተ/ቑ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ድምር | መብረሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ናይ ላፕቶፕ ቦርሳ | model:CB-0106 brand: cool Bell 13.3" Product:hand bag Size:L36xw8xh30cm Weight:061 KG | ቑፅሪ | 04 | |||
3 | ፕሪንተር ቀለም | Color leserjet enterprise M653 | 10 | ||||
4 | ፕሪንተር ቀለም 80 A | 1ይ ደረጃ | ቑፅሪ | 06 | |||
5 | ፕሪንተር ቀለም 26A | 1ይ ደረጃ | ቑፅሪ | 05 | |||
6 | ፎቶ ኮፒ ቀለም | image runner 2202 N | ቑፅሪ | 10 | |||
7 | ሶፍቲ | 1 ደረጃ | ቑፅሪ | 200 | |||
8 | ላይፍ ቦይ | ዓብዪ | ቑፅሪ | 24 |
መተሓሳሰቢ
➢ ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣ ናይ መቅረባይነትን መፍለዪ ቑፅሪን ከቕርቡ ዝኸእሉ፡፡
➢ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት07/10/2016 ዓ/ም እስካብ ዕለት 12/10/2016ዓ/ም ሰዓት8፡30 ተሰብስቡ ሰዓት 9፡00 ይኸፈት::
➢ ዝተዳለዎ ሰነድ ብናትና መቕረቢ ዋጋ መልኡ ከቕርብ ይግባእ::
➢ እቲ ንብረት በቲ ዝተጠቐሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ፡፡
➢ እቲ ዝቐርብ ንብረት ደረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ 1” ደረጃ ክኸውን ኣለዎ፡፡
➢ ሰዓር ትካል ኦርደር ምስበፅሖ እቲ ንብረት ኣውሽጢ 3 መዓልቲ ብናይባዕሉ መጓዓዝያ ኣታዊ ዝገብር።
➢ እቲ ቢሮ ዘቅመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ይኸውን።
➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ – ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሎዉ እዩ::
➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል::
➢ ፕሮፎርማ ኣብ ዝኽፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ይግባእ፡፡
➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ኣብ 1 ደብሪ እዩ።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344417637/0342400158 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣልእዩ።