1 ኣብ መሳርሕቲ ፅሕፈትን ኣቅሑት :ፈርኒቸርን ትሳተፉ ትካላት ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ መቅረባይነት ዘለኩም
2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ሐደ ወርሒ ተወሳኪ እሴት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
3 መከበሪ ጨረታ መሳርሕቲ ፅሕፈትን 20000 : ንፈርኒቸርን 10000 ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ብዘይ ሰዓር ሌተር ኦፍ ክሪዲት ዝቀርብ ዉሕስናን ጥረ ገንዘብን ወይድማ ዝተረጋገፀ ቼክ ማለት ስፒኦ ናይ ቅብሊት ትእዛእን ከቅርብ ዝክእል
4 ንዝተዳለወ መምርሒ ሰነድ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈትን ኣቅሑት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብቲ ቢሮ ክትወስዱ ትክእሉ
5 ጨረታ ወፂኡ ካብ ዝተቀለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ተጫረቲ ዋጋ ዘቅርብሉ በቲ ዝወፀ መዓቀኒ ማለተ እዉን እስፐስፊኬሽን 6/10/2016 ዓም ክሳብ 21/10/2016 ዓም ኮይኑ ሰነድ ምስተገዝአ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ብክልተ ፖስታ ዝቀርብ ኮይኑ እቲ ጨረታ ፀኒሑ ዝፀንሐሉ ድማ ን 40 መዓልቲ ይከዉን
6 ጨረታ 21/10/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ይክፈት
7 ኣድራሻ ቢሮ ክፍለ ከተማ ሐወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኣብ ቢሮ ሐበራዊ ህንፃ ብሎኩ ሐደ ኣብ ቀዳማይ ደብሪ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ይከዉን
8 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342400158