ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ከ/ስ/ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ናይ ሕትመት ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡
ተ.ቁ | ዓይነት ንብርት | ዝርዝር መግለፂ | መዓቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብረሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ሞደል 70ለ | 200 ገፀ | ጥራዝ | 03 | |||
2 | ሞደል 70ሐ | ቁፅሪ | 1000 | ||||
3 | ቢን ካርድ | ቁፅሪ | 500 | ||||
4 | ሞደል 7ዐለ1 | 200 ገፀ ዝሕዝ | ጥራዝ | 02 | |||
5 | ሞደል 70 | 200 ገፀ ዝሕዝ | ጥራዝ | 02 | |||
6 | Base map | ቁፅሪ | 01 | ||||
7 | Land use | ቁፅሪ | 01 | ||||
8 | Building height | ቁፅሪ | 01 | ||||
9 | Road network | ቁፅሪ | 01 | ||||
10 | ቅጥዒ 001 | ብሳምፕል | ቁፅሪ | 128000 |
ተዋዳደርቲ ክማልኡዎ ዝግበኦም ረቛሓታት
1. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ከምኡ እውንቲን(Tin Number) ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም፡፡
2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡
3. ተወዳደርቲእቲንብረትቅድሚምምላኦም ኣብ ዝተባሃለ ግዜ ከቅርብ ከም ዝኽእል ክፈልጥ አለዎ፡፡
4. ተወዳደርቲ ስዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዓዝያን መፅዓኒን መራገፍን ናብ ቤት መዛጋጃ ስቶር ክፍሊ ኣታዊ ይገብሩ።
5. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ሰነድ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክም ዎቅጥዒ ወይም ብናይ ባዓልኹም መሊእኹምክ ተቕርቡ ይክእሉ እዮም ፡፡
6. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/09/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቕብ ይኽእሉ።
7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 30/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ፋይናንስን ይኸፈት፡፡
8. አብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን ተቀበልነት የብሉን።
9. አድራሻና አብ ጎኒ እንዳ ማርያም ቤተክርስትያን ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ፋይናንስን ቤት ፅ/ትር 3ይ ፎቅ እዩ