የሰሜን ክፍለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ይምልከት

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክከተማ ሰሜን ኣብ ከተማና ብቻ ሊስ ቤት ፅሕፈት ወሊ ተረክበ ኣድጊ ስለ ዘሎ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ተ/ቁዓይነት እንስሳዝርዝር መግለፂመዕቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ ዋጋመብርሂ
1ኣድጊበላቁራ01

1. እቲ ሓደ ኣድጊ ዝሕብ በታ ኣብ ጣብያ መስፈን ቀጠና ሰለስተ እንዳ ኣቶ ፈፁም መርግላ

ዝርከብ ምዃኑ ።

2. ተጫረቲ እቲ ኣድ ኣስላም ቦ ኣካል ብምካድ ምርእይ ዝካኣል ምኳኑ ።

3. ተጫረቲ ናይቲ ኣድጊ ዋጋ ኣብ ወረቀት ብምምላእ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክኣትው ይግባእ

4. እቲ ምልክታ ረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 22/08/2016 ም ክሳብ 01/09/16ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይ ረታ ዝዕ 02/09/16ዓ/ም ሰዓት3:30 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓዕዩ ዕለት 02/09/2016 -ም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ሰዓት ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ/ክ/ከ/ሰሜን ከ/ሰ/ኦ/ንብ/ምምሕዳርን ዝክፈት ኮይኑ ሕጋዊ ወኪላቶም እንተዘይተረክም ንምክፋት እይኸልክልን ።

5. ተራይ በዓራይ ምዃኖም ምስ ተነበረ ኣብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ ናይቲ ኣድጊ ዋጋ ኣታዊ

ብምግባር ክወስድ ዝክእል ።

6. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እን ረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሰራሽ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

7. በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ጉብ ቤት ፅሕፈት ት/ፉ/ክ ሰሜን ከዕን ምምሃር ዘይምለሳ ብር 100 ብምክፋል ምልክት ካብ ዝውሰሉ ዕለት ጀሚሩ ለነድምግዛእ ይካኣል

8. እብሪት ሰነድ ዝነ ይኩን ፅሑፍን ሰሓፍ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀን ዘ

9. ኣድራሻና 07 ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ) ከሰሜን ፊት ለፊት ወይ ድማ ናይ ሆስፒታል መተለ መዕፀፊ ሕልፍ ኢልካ ናይ ቀደም ነን ሆቴል ህንፃ ዝነበረ Gተ 4 ንርከብ

10. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 4 41 79 10 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ።

11. ናይ ጨረታ መፅሀጡን መኽፈትን በዓል ወይ ቀዳምን ሰንበትን እንተዊዒሉ ኣብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን።