ማእከል ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ

1 ናይ 2016 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን ምስ ዋንኡ ዘቅርብን

2 መቅረባይነት ዝተመዝገብሉ ዋና ምስ ቅዳሕ ዘቅርቡ

3 ቲን ናምበር ዘለዎ ዋና ምስ ቅዳሕ ዘቅርብ

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ናይ ወርሒ የካቲት 2016 ዓም ዋና ምስ ቅዳሕ ዘቅርብ

5 ሰነድ ጨረታ ካብ 19 ሚያዚያ 2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 3 ጉንበት 2016 ዓም ክወስድ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈሉ ካብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 8 ክወስዱ ይክእሉ

7 ጨረታ 4 ጉንበት 2016 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ረፋድ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ፖስታ ኣብዚ ናይ ጨረታ መምርሒ ዝተቀመጠን ካልኦት ናይ ጨረታ ጎባእትን መረዳእታ እስካብ ዘማለአ ብኣካል እንተዘይቀሪቡ ዉን ፖስቶም ኣብ ጨረታ ክክፈት ይክእል እዩ

9  ተጫረቲ ጨረታ መከበሪ ዘትሕዝዎ  ከክም ዝተጫረትዉ መጠን ገንዘብ  ይከዉን

10 ጨረታ ሰዓራይ ምስ ኮነ ድሕሪ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስረ ዝክእልን ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ከቅርብ ዝክእልን

11 ጨረታ መከበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ይከዉን

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914742928  / 0920255679