የዓዲ ሃገራይ ከተማ ማዘጋጃ ቤት ፅ/ቤት

1 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 16 ሚያዝያ 2016 ዓም ክሳብ 29 ታሐሳስ 2016 ዓም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሐ ሰዓት ኣብ ከይዲ ስራሕ መዘጋጃ ቤታዊ እቶት ቤት መዘጋጀ ከተማ ዓዲ ሃገራይ ብኣካል ብምቅራብ ንስሩዕ ጨረታ ዘይመለስ 600 ቅርሺ : ንፍሉይ ጨረታ ድማ ዘይምለስ 5000 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ምስ ሓባሪ ሳይት ፕላን ክትወስዱ ትክእሉ

 2 ጨረታ ዝዕሸገሉ 29 ሚያዝያ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓዘበቲ ኣብ ዘለዉሉ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ 30 ሚያዝያ 2016 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ኣብ ቤት መዘጋጃ ዓዲሃገራይ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

2 ንጨረታ ዝወፁ ቦታታት ዝርኣዩ መርሃ ግብሪ 21 ሚያዝያ 2016 ዓም ክምእዉን 28 ሚያዝያ 2016 ዓም ኣብ ቤት መዘጋጃ ብምርካብ ብኣካል ክልተን ካብ ንላዕሊን ኣብ ዝተረከብሉ  ብምርካብ ምርኣይ ይከኣል

3 እቲ ቤት መዘጋጃ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

0910024719 / 0914780057