ናይ 2016 ዓ/ም ምልክታ ፕሮፎርማ
➢ ንኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት መሳረሒ አቅሑት ክገዝእ
ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ፦
1. ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩም
2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነትን ዝተመዝገብኩም
3. ናይግብሪከፈልቲመለለይቁፅሪቲንዝተመዝገብኩም
እንክተሎም መምርሒ
➢ ዋጋ መሊኡ ዝተወዳዳረ መቅረባይ እንተስዒሩ ኣብ ዝተባሃሎ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ ኣለዎ ።
➢ ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ካብ ዕለት 19--23/07/2016ዓ/ም እናመፃእኩም
ምሃብ ትክእሉ ።
➢ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 23/07/2016 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ቅድሚት
ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት እሱ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3:30 ይክፈት።
➢ ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ፕሮፎርማ ምስ ተከፈተ ን ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይከዉን ።
➢ ዝሳዓረ ተወዳዳራይ ንከቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ማዓልቲ ከቅርብ አለዎ ።
➢ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ከቅርብ ኣለዎም ።
➢ ቢሮ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን ።
➢ ተጫረቲ ዋጋ ዝመልኡ በቲ ተቀሚጡ ዘሎ ዝርዝር ዓይነት ንብረት ዝርዝር መግለፂን መለክዕን በዝሕን ክከዉን ኣለዎ።
➢ እዚ ናይ ጨረታ ምልክታ ፕሮፎርማ /ከም ዉዕሊ የገልግል
ተ/ቁ | ዝርዝር ዓይነት | ዝርዝር መጣለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ኦሞ | 200 ግ | ቁፅሪ | 500 | |||
2 | አየር ፍሬሽ | ሎሚን | ቁፅሪ | 100 | |||
3 | ፎጣ መወልወሊ | ማእከላይ | ቁፅሪ | 250 | |||
4 | ኮቦርታ መወልወሊ ቁርፅራፅ | 50*50 | ቁፅሪ | 100 | |||
5 | ፍኒት | ሮች ከሊነር | ቁፅሪ | 30 | |||
6 | ሳሙና ናይ ክዳን | 250 ግ | ቁፅሪ | 200 | |||
7 | ሶፍት | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 300 | |||
8 | ናይ ሽንቲቤት አሲድ /ማጂክ/ | ማጅክ | ቁፅሪ | 50 | |||
9 | ስኮፓ መድረቂ | ዋይተር | ቁፅሪ | 20 |