ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኣጠቃቅማ ትሕዝቶ መሬት ካደስተርን ከተማ ሽረ

ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ 14/3/2016 ዓም ክሳብ 27/3/2016 ዓም ሰዓት 900 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ናይ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን መሬት ምሕዳርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ብኣክል ብምቅራብ ዘይምለስ 600 ቅርሺ እንዳከፈሉ ሰነድ ጨረታ ክወስዱ እንዳሐበርና ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 27/3/2016 ዓም ሰዓት 11፡00 ከይኑ ጨረታ ዝከፈተሉ ድማ 28/3/2016 ዓም ሰዓት 3፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኣጠቃቅማ መሬት ካደስተርን ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማ መሬት ምሕዳረ ዝረከብ ኣዳራሽ 4ይ ደብሪ ይክፈት

ምርሃ ግብሪ ንጨረታ ዝወፁ ቦታታት ዝረኣየሉ 21/3/2016 ዓም ክምእዉን 25/3/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ኣብ ቤት ፅሐፈትና ብምርካብ ክትእዩ ትክእሉ

እቲ ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፈል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣብ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማ መሬት ምሕዳረን ብኣካል ወይ ብቁፅሪ ስልኪ 0344442275