ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ማዘጋጃ ቤት

 1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ብቤት ፅሕፈት ልምዓት ደቀቕትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ዝተወሃቦ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት ናይ ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ናይ ኮንስትራክሽን ተካናታሪነት ምዝገባ ካርድን ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቀት ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክላሬሽን

2 ተጫረቲ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ደቂቅ ንግዲ ትካላት ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ዝምልከት ኮይኑ ኣብ ላዕሊ ዝተገለፀ ፕሮጀክት ክጫረቱ ይክእሉ እዮም  

3 ናይ ጨረታ ዉሕስና ካብ ዝተፈለጡ ባንክታት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ወይ ድማ ኣብ ባንኪ ብዝወሃ ዝተረጋገፀ ቼክ ብር 8000 ከቕርቡ ኣለዎም

4 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረቱሉ ፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረከበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 90 ናይ ስራሕ መዓልታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም  ከረክቡ ኣለዎም

5 ኩሎም ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 01/12/2012ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረተ ልምዓት ካልኣይ ደብሪ ኣድላይ መረዳእታታት ብምሓዝ ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይክእሉ እዮም

6እቲ ጨረተያ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ዕለት 14/12/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡30 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ኽኸፈት እዩ

7 እቲ ከይዲ ካሊእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ድማ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 1478 64 79 /09 34 82 67 27