የመቐለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1  ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: መለለዩ ቁፅሪ ወይዉን ቲን/TIN/ : ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት : VAT ተመዝገብቲ ን ፡ናይ ወርሒ ታሕሳስ  ጥሪ ቫት ዲክለሬሽን ከቅርብ ዝክእሉ ብተወሳኪ እዉን ንከባቢ ኩሓ ግሪነሪ ተጫረቲ ደቀቅቲ ትካላት ንግዲ ትካላት ተወሳኪ እሴት ታክስ አይግደዱን ናይ ደኣንተ ሰርቲፊኬት ዘቕርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ :ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ 26/05/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ብር 50 ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ

3 ናይ ጨረታ መኽበሪ ንህንፃ መሳርሒ 15,000 ቅርሺ ንኤለክትሮኒክስ 10,000 ቅርሺ  ንግሪነሪ ንመፅሓፍቲ ስፖርት ዕጥቅን ነፍስወከፍ  3,000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይድማ አብ ቅድመ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና  ከትሕዝ ዝኽእል /ትኽእል:

4 ሰነድ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/06/2008 ዓ/ም 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 10/06/2008 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት ተጫረቲ ብዘይምርካቦም ከይዲ ጨረታ አይተአጋጎልን

5ተጫረቲ ናይጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ሓደ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ክቅርብ

ዝክእል::

6 ብተወሳኪ ዝተማልእ መምርሒ ሰነድ ጨረታ ዝርዝር መረዳእታ ተተሓሒዙ ቀሪቡ አሎ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

8ኣድራሻና ኣጋአዚ ኦፕረሽን ህንፃ ድሕሪ እንዳማርያም ቤተክርስትያን ቤትፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ንቁፅሪ 034እዩ::

9  ንተወሳኪሐበሬታብስልኪቁፅሪ  0344406839/ 408501ደዊልካመብርሂምሕታትትኽእሉ::

10  ናይጨረታመዕፀዉንመከፈትንበዓልእንተዊሉኣብዝቕፅልናይስራሕመዓልቲይኸዉን::