ሓድነት ክፍለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 በቲ ንግዲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2012ዓ/ም ቫት ተመዝጋቢ ዝኾኑ ናይ ወርሒ ሚያዝያ ዓ/ም ናይ ቫት ዲክለሬሽን መፍለይ ቁፅሪ ናይ ግብሪ ከፋላይነት ሰርተፊኬት ከምኡ አዉን ዝተሓደሰ ናይ 2012መቕረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝኽእል

2 ካብ ትካልና ደጋፊ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ቁፀሪ 28 ካብ ዕለት 06/09/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/09/2012 3፡30 ሰዓት ንጉሆ ናይ ስራሕ ሰዓት  ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ዕለት 21/09/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ንጊሆ ብምዕፃዉ ወይ ከዓ ብምሽዓግ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ክርከቡ ይኽእሉ እዮም

3 ተጫረቲ ሎት 1 ኤሌክትሮኒከስ መከበሪ ጨረታ 4000.00 ብር ሎት 2 መኪና መለዋወጠ ኣቅሑት መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይም ብስፒኦ ወይም ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ ዝኽእሉ

4 በቲ ዝወፀ ስፔስፊኬሽን መሰረት ንብረት ከእቱ ዝኽእል

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 62 84