የትግራይ ክልል ዋና ኦዲተር ጽህፈት ቤት

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ዘለዎን ናይ ዘመኑ ዘሐደሰን

2 ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘለዎ

3 ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበን ምካኑ ዝተሓደሰ ሰርተፊኬት ዘቅርብ

4 ናይ ቫት ትኦቲ ተመዝጋቢ ተኮይኑ ኣብ ዝመልኦ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክመልእ ኣለዎ

5 ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ካብ 22/08/2012ዓ/ም ክሳብ 26/08/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ ዕለት 26/08/2012ዓ/ም 3፡30 ተጫቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብዘለዎ ይኽፈት ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጋጎልን

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ