የኦፍላ ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

ሎትሓደ መሳርሒ ህንፃ

ሎት ክልተ ክራይ ዶዘር

ሎተ ሰለስተ ዘርኢ ደን

ሎት አርባዕተ ናዉቲ ቤተ ፈተነ

ሎትሓሙሽተ ዝተፈላሉ ፈርኒቸራት

ካብ ሎትሓደ ክሳብ ሎትሓሙሽተ ዘለዉ በቢዘርፉ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ  ካብ ዘለዎም ኣቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእን ክካረይን ይደሊ

ስለዚ ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን  ምምሕዳር ንብረትን ብምምፃእ ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 2 ክሳብ 17 ጥሪ 2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ እቲ ጨረታ 17 ጥሪ 2008 ዓም ሰዓት 4፡00ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ 4፡ 30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ይክፈት

ተጫረቲ ክተማልእዎም ዝግባእ ረቋሒ ኣብ መምርሒ ተጫረቲ  ምርኣይ ይከኣል

ቤት ፅሕፈትና በቲ ዝወፀ ጨረታ ካልእ መማረፂ ተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345510044/ 0345510721  ደዊልካ ምሕታት ይከኣል