የዓዲ ሓቂ ክፍለ ከተማ ኮንስትራክሽን መንገድና ትራንስፖርት ጽህፈት ቤት

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ዋና ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንሰትራክሽንን ድማ ኣብዚ ስራሕ ክሳተፉ ዝደልዩ ናይ ዩኒቨርስቲ ኣብ 2010ዓ/ም ን 2011ዓ/ም ተመሪቆም ዝተወደቡ ኮይኖም ሕጋዊ ደኣንት ዝገልፅ መረዳእታ ናብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽን ብኣካል ብምቅራብ ተኻናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም

1 ሰዓራይ እቲ ስራሕ ኣብ ዉሽጢ 21 ናይ ካላንደር መዓልታት ከጠናቅቁ ዝኽእል

2 ድልየት ዘለዎም ናይ ዩኒቨርስቲ ሙሩቃት ብኮንስትራክሽን ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ተጫረቲ ካብ ዋና ከየዲ ስራሕ ህ/ዲ/ኮንስትራክሽን ሳልሳይ ደብሩ ብምቅራብን ብርኪ ትካሎም ዝገልፅ ፍቃድን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

3 ተጫረቲ ሓደ ኦርጅናል ክልተ ፎቶ ኮፒ ሰነድ ነንበይኑ ብምዕሻግ ኣብ ሓደ ፖስታ ጠሚሮም ከቅርቡ አለዎም

4 ተጫረቲ ሰነዳቶም ኣሺጎም ብምቅራብ ሕድሕድ ፖስታ ማሕተም ዓሪፍዎ ሙሉእ ኣድራሻ እቲ ትካል ክገልፅ ይግባእ

5 ተጫረቲ ዝመልእዎ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮ/መ/ትራንስፖርትን ክ/ከተማ ዓ/ሓቂ ዋና ከይዲ ስራሕ ህ/ዲ/ኮን ክሳብ ዕለት 10/07/2012 ናይ ሰዓት 3፡00 ከቕርቡ አለዎም

6 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ  ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸብሊ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮ/መ/ትራንስፖርትን ክ/ከተማ ዓዲ /ሓቂ ዋና ከይዲ ስራሕ ህ/ድ/ኮን ዕለት 10/07/2012ዓ/ ም ሰዓት 3፡30 ይኽፈት

7 ተጫረቲ ተወሳኺ መብርሂ ኣብ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ እንተደልዮም ናብ ዋና ከይዲ ስራሕ ህ/ዲ/ኮንስትራክሽንን ስ.ቁ 03 44 40 38 37

8 ቤት ፅሕፈት እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ