ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪ | ተቁ | ዓይነት ዝርዝር | መለለይ ቁፅሪ | መዓቀኒ | በዝሒ |
32303 | 1 | Angle Iron | 40*40 mm | PCS | 6 |
2 | RHS | 20*20*3 mm | PCS | 10 | |
3 | RHS | 40mm*40mm*4mm | PCS | 20 |
1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድነ ቲ ሰርቲፊኬት ቫት ሰርቲፊኬት ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ዘይኮንኩምን ትክእሉ ኢኩም
2 እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት ወይ ቲኦቲ ዘለዎን ዘይብሉን ምካኑ ብንፁር ክቅመጥ አለዎ
3 ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ገዜ ካብ ዕለት 27/06/2012 -30/6/2012 ዓም
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 01/07/2012 ዓም ቅ/ሰዓት 3:30
5 ዘድሊ ኩሉ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ አለዎ
6 ሰዓራይ ምሰዓሩ ካብ ዝተነገሮ ጀሚሩ ኣብ ዝሐፀረ እዋን እቲ ኣቅሓ ከረክብ አለዎ
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ፕሮፎርማ በሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስለኪ ቁፅሪ 0344407761 / 0342401921/ 0342404674 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል ወይ ከዓ ዕዳጋ ቀዳም ኣብ ዝረከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፈሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቅን ፕሮፎማ ቅጥዒ ምዉሳድ ይከኣል