የትግራይ ክልል ማህበራት ፕሮሞሽን እና ግብይት ማስፋፊያ ኤጀንሲ

1 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 30/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 30/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት

2 ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርትፊኬትን ናይ መቅራባይነትን መረጋገፂ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዙ ክተቕርቡ ይግባእ

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 29 65 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል