የትግራይ ክልል ባህልና ቱሪዝም ኢጀንስ

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ን ምስክር ወረቀት

2 ካላዉዶ ዝገበረት ፣ ኢንሹር ዝኾነት

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 10/06/2012ዓም ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 13/06/2012ዓ/ም ሰዓት 10:00 ናይ ድሕረ ሰዓት ኣታዊ ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት13/06/2012 ሰዓት 10፡30 ይክፈት

ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77